(ካፍ) ሎሚ 12 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይላይት ተኻይዱ። ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ታየ ኣጽቀስላሴ ኣብ መኽፈቲ እቲ ዋዕላ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ኢትዮጵያ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2029 ...
Ukraine: A Russian attack on the northeastern city of Sumy overnight killed at least three people, including a 14-year-old ...
U.S. Secretary of State Antony Blinken arrived in Israel on Tuesday in the new U.S. push for a Middle East ceasefire after ...
The U.S. government on Monday condemned the weekend killings by gunmen of two opposition figures, with Washington urging "a ...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ሸማ ተራ ተባሂሉ ኣብ ዝጽውዕ ኣከባቢ ናይ መርካቶ፡ ትማሊ ሰኑይ ምሸት ብዘጋጣመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረትን ትሕተ-ቅርጺን ዓቢ ዕንወት ምውራዱ ወሃብ-ቃል ኮሚሽን ...
(IMF) ባንክ ዓለምን ካብ ትማሊ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ይቃናዕ ኣሎ። እዚ ኣጋጣሚ ባንክ ዓለም ዝተመስረተሉ መበል 80 ዓመት’ውን ብምዃኑ ኣገዳስነቱ ዕዙዝ ይገብሮ። ...
ናይ ሎሚ ዓመት ክራማት ኣብ ክልል ትግራይ ተስፋ ዘለዎ ኾይኑ፡ ሓረስቶት ገና ሕርሻኦም ስለ ዘይሓፈሱን ናይ ዝሓለፈ ዓመት ድርቂ ድማ ንሎሚ ዓመት ስለ ዝፀለዎ፡ ቁጽሪ ተፀበይቲ ሓገዝ ክሳብ ሓሙሽተ ...
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ኣባላት ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ምዃኖም ዝጥርጠሩ ዕጡቓት ንኣስታት 19 ተሓባበርቲ መንግስቲ ዝኾኑ ኣባላት ሚሊሻ ቐቲሎም ካልኦት ብርክት ዝበሉ ድማ ሃለዋቶም ከም ...
ሃገራዊ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኤርትራ 2024፡ ሰንበት 20 ጥቅምቲ ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ደቀምሓረ ተኻይዱ። ኣብዚ 21 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ናይ ጽርግያ ውድድር፡ ኣትለት ዞባ ደቡብ ኣፈወርቂ ብርሃነ ...
ከባቢያዊ ሰበስልጣን ክልል ደቡባዊ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ዞባ ጋሞ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ሰባት ፅዒና ኣብ ቀላይ ጫሞ ካብ ዝጠሓለት ጀልባ ዝሞቱ 13 ሰባት ናይቶም 12 ሬሳ ምርካቦም ገሊፆም ...
ፈለማ ኣብ 1984 ተሓቲማ፡ ካብ ኣንበብቲ ነዊሕ ተኸዊላ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ኤርትራ ብመገዲ ኣሕተምቲ ሕድሪ ደጊማ ኣብ 2016 ዝተሓትመት መጽሓፍ “መግዛእቲ ስኞራ፡” ንውልቃዊ ተመኵሮ ደራሲ ኣብ ...
ክፍለ ግዝኣታት ፍሎሪዳ፣ ኖርዝ ካሮላይናን ጆርጂያን ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ዝቐተለን ብዓሰርተታት ቢሊዮናት ዶላር ዝግመት ንብረታት ዘዕነወን ክልተ ዓበይቲ ህቦቡላ ካብ ዘስዓቦ በሰላ ንምሕዋይ ...